- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 241 guests and no members online
ጋዜጣዊ መግለጺ
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
ፖሎቲካዊ ቅልውላው ቀርኒ-ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ከባቢና ድማ ብፍላይ፡ በብእዋኑ ሰማይ እናዓረገ ይኸይድ ኣሎ። ልዕለ ሓያላን ሃገራት ምዕራብን ናይ ማ/ምብራቕ ጎባልል ዝኾኑ መንግስታት ኣዕራብን፡ ንቀይሕ ባሕርን፡ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ትሕቲኦም ንምእታው ከካይዱዎ ዝጸንሑ ሕቡእ ወፍሪ፡ ውጽኢቱ ብቕሉዕ ክረአን፡ ኣሉታዊ ጽልውኡ ከዕርፍን ንርእዮ ኣሎና።
- Written by: ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
ኣብ ታሕቲ ኣስማተንን ክታመንን ኣንቢረን ዘለዋ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ብመሰረት ዕድመ መኽሰብ ኣልቦ ማሕበር ሕትመትን ትምህርትን ኤርትራ፡ ካብ ለካቲት 2020 ጀሚረን ብደረጃ መሪሕነታዊ ኣካላተን ርክባት ከካይዳ ጸኒሐን። እዚ ርክባት’ዚ መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታትን ተበግሶታትን፡ ከም’ኒ ዋዕላ ሚኒሶታ፣ ንቕሎ ኣዴታት፣ ጠለባትን ምትብባዕን ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኰይኑ፡ ብትሕዝቶኡ ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን እዋንዊ ጠለባቱን ዝገምገመ፡ ንተመክሮታት ደምበ ተቓውሞ ኣወንታውን ኣሉታውን ጐድንታቱ ብወድዓዊ መንገዲ ዝዳህሰሰ ነበረ። ኣብ ጉዕዞ ምይይጣቱ ከኣ፡ ናብ ምዕዋት ሓባራዊ ዕዮ ዘድሃበ፡ ናይ ሓድሕድ ምክብባር ዝዓዘዞን፡ ዘይኣግላሊ መንፈስ ዝሰረጾን ኰይኑ ክቕጽል ጸኒሑ።
ኣብዚ ዝተኻየደ ልዝብን ምርድዳእን፡ ዝተጠቕሳ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ነዚ ዝስዕብ ሓባራዊ ውሳኔታት ብምሉእ ድምጽን ዕግበትን ኣጽዲቐን፤ ዝያዳ ንምንባብ ኣብዚ ምሉእ ሓሳብ'ዚ ብድርብ ጠውቑ(ቓ)
- Written by: ሽማግሌ ነበካ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ!!
Read more: ወክቱኹ ራሕመት ሽጛና ኮረና ቪሩስ COVID-19 ቛላዂድ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ
ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ፡ ደከዉ ሺካ ላዂ ኤመታተል ይነኮል ህንባኹ ዕምጭሲ ቋልኹድ፡ ኤወያ ደርብድ ዓጨጭሰት ይና በና ኢና ፈራዂ ለመለምሊ ውራ ኣኽሮ ሻዂን ከተብነድ ካያ ኣኽጊ ቂርዲ ገርክዲ ከደምነድ ደባነዲ(ሰላም) ፍትሕዲ ይነብሪል ነገስሮ ቡቕሲነዉ ስድቅዲ ቀለምዲ እቑቱ ኣኽላ።
- Written by: ፖ/ቤ/ጽሕፈት ሰደግኤ፡
ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) 2ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 24 ክሳብ 27 ሰነ 2020 ኣሰላሲሉ። ኣኼባ ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈትና፡ ኣብ ፉሉይ ዓለማዊ፣ ዞባዊ፣ ከባብያውን ሃገራውን ኩነታት'ዩ ተኻይዱ።
Read more: ደምዳሚ መግለጺ 2ይ-ስሩዕ ኣኼባ፡ ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)።
- Written by: ENCDC - Executive
No one disputes the sad fact that the state of Eritrea, whose independent and sovereign birth was achieved through unparalleled sacrifices, is today being led to a dangerous path by a self-appointed repressive autocrat whose misrule has been repressing and displacing the people for decades without a constitution and the rule of law.
Read more: Joint Declaration of The Eritrean Political Forces
- Written by: ENCDC - Executive
ሃገርና ኤርትራ መዳርግቲ ብዘይብሉ መስዋእቲ ናጽነታን ልዑላውነታን ዘውሓሰት ሃገር’ኳ እነተዀነት፣ እቲ ብኢደ ወነኑ ኣብ ስልጣን ተወጢሑ ንዓሰርተታት ዓመታት ብዘይቅዋምን ሕግን ንህዝብና እናድመየን እናበታተነን፡ ክገዝእ ዝጸንሐን ዘሎን ስርዓት፡ ንሃገርና ናብ ጐደና ጥፍኣት ይመርሓ ምህላዉ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ።
Read more: ሓባራዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية
- ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።
- ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡
- ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
- 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ
- ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡
- ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።
- Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia
- 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde