- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 235 guests and no members online
ጋዜጣዊ መግለጺ
- Written by: ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
ኣብ ሓባራዊ ስራሕ ንምጽማድ፣ ንገለ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ መራሕቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት መስርሕ ዘተ ኣብ ወርሒ መጋቢት 2020 ክድምደም ተመዲቡ'ኳ እንተነበረ፣ ብምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ምክንያት እቲ ዝተሓስበ ዋዕላ ክካየድ ኣይተኻእለን።
- Written by: القوى الوطنية الإرترية
شعبنا الإرتري في كل مكان،
في هذا الوقت الذي تفشى فيه الوباء الذي يعرف بمرض فيروس "كوفيد19" وبات ينتقل بسرعة النار في الهشيم إلى العالم بأسره، وتسبب في وقت وجيز حتى الآن في إزهاق آلاف الأرواح من البشر، وإلحاق خسائر جسيمة في اقتصاديات الدول، وفي وقت أكدت فيه التقارير على أن الوباء انتشر في هذا العالم الذي أصبح كقرية صغيرة، بسرعة مخيفة، وطال حتى الآن 203 من دول العالم، و حصد أرواح أكثر من 42528 شخصًا، نتوجه بهذا البيان لنؤكد لك شعبنا العظيم على قلقنا البالغ على وضعك، ولنعبر لك عن استعدادنا لتقديم كل ما نستطيع من أجل تجاوز هذه المحنة الطارئة.
Read more: بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري
- Written by: ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መላእ ዓለም ብዘይተሓስበ ቅልጣፈ ተላቢዑ ዘሎ፣ ብኮቪድ19 ዝፍለጥ ሕማም፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብ ሂወት ደቂሰባት ኣውሪዲዎ ዘሎ ቅዝፈትን ኣብ ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሃገራት ኣስዒብዎ ዘሎ ክሳራታታትን ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ፡፡ ዓለም ናብ ሓንቲ ጸባብ ቁሸት ተሳጊራትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፡ ካብ ክፍለዓለም ናብ ክፍለዓለም ብዘሰንብድ ፍጥነት ብምልባዑ፡ ክሳብ እዚ ዕለት’ዚ ን203 ሃገራትን ግዝኣታትን ዓለም ለቢዱ፡ 42,528 ህይወት ከኣ ወሲዱ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ክቡር ህዝብና በዚ መልእኽቲ’ዚ ኣቢልና፣ ኩነታትካ ኣብ ዓቢ ሻቕሎት ኣውዲቑና ምህላዉ ብምሕባር፣ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ኣብ ምብዳህ ዝከኣለና ጻዕሪ ከነካይድ ምዃንና ነረጋግጸልካ።
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Read more: ንኣህጉራዊ ውዑላት መሰል ስደተኛታት ዝዳፋእ ኣካይዳ፡ ቅቡል ክኸውን ኣይግባእን፤
ብቐዳምነት ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ነቲ ብሰንኪ መዕነዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገሩ ክነብር ዘይከኣለ ኤርትራዊ ስደተኛ እናተቐበለ ክሳብ ሕጂ ብሰላም ክነብርን፡ ኣብ ላዕለዎት ኣብያተ-ትምህርቲ ክመሃርን ክገብሮ ዝጸንሐ ምድግጋፍ ልዑል ምስጋናና ነቕርበሉ፡፡
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ /
8 መጋቢት ብዓለም ደረጃ ዓመት ዓመት እትኽበር ናይ ቃልስን መኸተን ታሪኻዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እያ፡፡ ከምኡ ስለ ዝኾነ ካኣ’ዩ ሎሚ-ዘመን’ውን ንመበል 109 ግዚኣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ተዘኪራ ብድምቀት ትባዓል ዘላ፡፡
Read more: ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
- Written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ሓደ ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝኾነ ኣቶ ስየ ኣብርሃ፣ ብዛዕባ ቃለ መሕትት ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝምልከት ዝሃቦ ግብረ መልሲ ቃለ መሕትት ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተኸታትሎምዎ ይኹኑ’ዮም። ብርግጽ በበይኑ ትዕዝብቲታትን መርገጻትን ኣንብሮምሉ’ውን ይኹኑ’ዮም።