- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 199 guests and no members online
ጋዜጣዊ መግለጺ
- Written by: Super User
ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና! እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል።
- Written by: Super User
To: Honorable Delegations of 47 Member States,
UN Human Rights Council,
44th Session, Palais des Nations, Geneva
To: H.E. Ms. Michele Bachelet,
Office of High Commissioner for Human Rights (OHCHR)
Palais Wilson, Geneva
Subject: Extending the Mandate of the Special HR Rapporteur for Eritrea
Read more: Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
24 ግንቦት ዓመት-ዓመት እነብዕላ ናይ ናጽነት መዓልቲ እያ፡፡ እዚ ዝኽሪ ናጽነታዊ መዓልቲ’ዚ ህዝብታት ኤርትራ
ምእንቲ ናጽነቶምን ሓርነቶምን ክብሉ ንከባቢ ሓደ ክፍለ-ዘመን ዝኣክል ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ
ዝገበርዎ ተጋድሎን ዝኸፈልዎ ሰፍ ዘይብል ምስዋእትን ብ1991 ነጻን ልኡላዊትን ሃገር ብምርግጋጾም እትብዕል
ዘላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ፡፡
Read more: ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/፡
ምፍንቓልን ስደትን ህዝቢ፡ ሓደ ካብ’ቲ ዝኸፍአን ዝመረረን መግለጺ ሕሰማት’ዩ። ኮይኑ ግን ስደት ሎሚ
ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ብኤርትራውያን ኣይተ መረን። ካብ ቅድሚ ነዊሕ መዋእል ዝነበረ’ዩ።
- Written by: ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ
ልግድ እክካ-እክባ ዒል ቛሕ ሰምድ ገበርሳዂ አኽላ። ሺራዂ ወክትዲ ደባነትዲ (ሰላምድ) ይማም ጣፍሕዲ ፋሃም እክካ-እክባዲ ጀረባዂ ግን። መሱን ጃቢተዉል ደዉ ይሮ ወክትዲ ፈረገዉሲ ባርዱ ትከየዉስኻ ዳበርድሩ ገበርሳዂ ዳበርና (civilisation) ግን።
Read more: እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን? ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/
- Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ) ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ ኤርትራን ኣብ ዓለምን ከኣ ብፍላይ፣ ርሑስ ጾም ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ቂምታን ጽልእን በኒኑ፣ ሰላምን ፍቕርን ሕውነትን ምትሕልላይን ሰፊኑ፣ ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ስደት ንዝነብር ህዝብና ከምኡ’ውን ንኹሉ ፍጡር ካብዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ቫይረስ ክሮና (ኮቪድ 19) ልዑል ፈጣሪ ክሕልወናን ኢዱ ከንብረልናን ብልቢ ንጽሊ።
- ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ
- ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ
- ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ
- ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን
- ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
- تصريح صحفي مشترك للقوى السياسية الإرترية 8 أبريل 2020
- ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 08.04.2020
- بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية إلى الشعب الإرتري