ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል
ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል
ልምዲ ዶ ኮይኑና ወይስ ኣመል
ደድሕሪ ሰብ ዕልማ ንብል ኮለል‘‘
ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘
ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ
ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘‘
ዘተ ግሉጽነት ዝጎደሎ
ዘተ ተንኮል ዝዓብለሎ
ንግብሪ ኣልቦ ዶ ዘተ ትብሎ‘‘
ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን
ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን
ንጅግንነትኩም ኣይንርስዖን ኣበደን
ንቃለስ ኣለና ታሪኾም ከይድፈን‘‘
ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገርነት፡ ሰብኣውነት፡-
ሰብ ብምዃና ሓደ ኢና
ኤርትራውያን ብምዃና’ውን ሓደ ኢና
ከም ሰብን ከም ኤርትራውን እንተሓሲብና
ሰብኣውነትን ዜግነትን’ዩ ዝኣስረና።
ብቅልጽም ህዝብና‘ህግደፍ ክጓሐፍ
ውዲተኛታት ብእዋኑ ክእለዩ
ህዝብና ጸላእቱ እንተ ዘየለልዩ
ቅሳነትን ራህዋን ኣይክርከብንዩ‘‘
ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘
ኣብ ኦስሎ ዝበሃል ዘሎ
ኣቢዪ ከምዘይ ውክሎ
ህዝቢ ክቃወም ከሎ
መንዩ ዝፍትን ክሕንኩሎ‘‘
Weiterlesen: ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘
ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘
ጀነራል ናይ ዓሻ ጎልጎል
ብዙሕ ሃለውሎው ኣይትበል
ስርሒት ዓዲ ዃላ ሰንበል
Weiterlesen: ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘
ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘
ካብ ምንጪታት ቶጎሩባ ተበጊሰ
ብኡኩይ ንጥፍኣት ዝተደጎለ ሐዊ
ንደቀባት ኣጽኒቱ ንጓኖት መጣዊ
Weiterlesen: ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘