- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
- This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
- News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
- ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
- ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
- ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
- Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
- Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
- Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
- ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
- Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
- Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
- جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
- መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
We have 121 guests and no members online
ግጥሚታት
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ወዲ ዓሻ ክልተ ግዜ ይውቃዕ
ኣያክል ብሐሶት ምልኻዕ
ሐላፍነትካ ዘይምዝንጋዕ‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ህግደፍ ብኸመይ ይዕወት
ብፕሮፖጋንዳ ብውዲት ብሐሶት
ብከይትእሰር መሰልካ ኣይትሕተት‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ብኣቢዪ ከይተተከኤ
ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ
ዋጉኡ ከይበዝሔ
ኣማዕዲና ኣይንርኤ‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ዘስደምም እዩ ዘስደምም
እዚ እንዳ ሰማዕካስ ትም
ብደውና ውዲት ከደግም‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ህዝቢ ኤርትራ ዝረኸቦ
ክንዛረብ ዶ ከላእ ትዛረቦ
ብኣፎም ተለጒሞም ኣዛብእ ዓደቦ‘‘
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ኤርትርዊት ማሕዘል
ክሳብ ማዓስ ክትብደል
ብሐርነት ክትጽንበል‘‘
ንከም ነፋሒቶ ሕብሩ ዝለዋውጥ
ካብ ያዕ በልዎ ያዕ ንበሎ ይሰልጥ
ንማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ክንልውጥ;;
ኣብ ባይታ ኣርክብ ንበል ሎምሲ
ከም ሱዳናዊታን ክንረክብ ፈውሲ
ንዲክታቶር ክንትክኦ ብዲሞክራሲ‘‘
ኣርዮስ ንሱዳን ጉያ
ውድባት ኤርትረያ
ኢዱ ኣይትምሕን እያ
መራሒ ጉጅለ ማፍያ
ከይቅድመክን ጉየያ‘‘
ናይ ኤርትራዊያን ርኢቶ
ኣብ ጽላል ሃገራዊ ባይቶ
ኮና ንጋኔን ክንምክቶ‘‘
ንዕላምኡ ከርዊ
ንጥፍኣት ኤርትራዊ
ዝደጎሎ ሐዊ
ኣብ ዝባንኩም ከሐዊ‘‘
መራሒ ህግደፍ
ከይረክብ ደገፍ
ከም በሺር ክግለፍ‘‘
ሕልንኡ ኩፉእ
ንኑጹሃት ከጥፍእ
ጋኔን ሐዊዩ ዝተፍእ‘‘
መራሒኦም ኮብራ
ኣማኸርቱ ኣትማን
ተንቤናይ ናይ ቀርኒ ጋኔን
ተጠንቀቑ በልዎም ንሱዳን
ከይከልኣኩም ምትእምማን‘‘
- ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ
- ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
- ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
- ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
- ካብ ጌጋና ተማሂርና ዶ እወ እንተኮይኑ ተዳሊና ዶ
- ዘለፋታት በዚሑ እሞ ሐቂ ዶ ክንዛረብ ተበላጺ መልሐስካ ከንሽቦ ግበር ኣደብ;;
- ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ
- እዚ ዩ መጸዋዕታ ዋዕሮታት እዚ ዩ መጸዋዕታ ሐርበኛታት