- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 43 guests and no members online
ግጥሚታት
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ
ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ
ብዋጋ ደምና ንውሑዳት ጠቕሚ
ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ተጠቃሚ
ንሰሐቕ ኢሰያስ ብክያት ዩ ዝዛዘሚ’’
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ
ዓው ኢሉ ዝመከተ ፍትሒ ምስ ተሳእነ
ትም ኣልብልን ነዓይ ይጥዓመኒ ኢለ ኣነ’’
ኣባል ግንባር ኮይኑ ተቓሊሱ ክሳብ ነጻነት
እንቢ ዝበለ ንናይ ጉጅለ ህግደፍ ባርነት
ጭርሖኡ ፍትሒ ይንገስ ንመሰ ንሐርነት
እዚዩ መግለጺ ትብዓት ኤርትራውነት’’
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ
ልሳነይ ኣይዓጽፍን ሐንቲ ያ ቃለይ
ንሃገሮም እዮም ተበጅዮም ደቂ ኤረይ
ጭርሖኦም ኣሞራ ይብልዓዮ ስጋይ
ኣውሊዔይ ጽላለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ’’
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ
ብግጥሚ ሐወየ ሐወየ እንዳበልኩ ክፋነዎ ደልየ‘‘
ወረኺ ኣይጠዓመን ጀነቫ ጀነቮ
ፍትዊ እንታይ ረኺብዎ ንገርና እባ
እንዳባ ይሐቱ ኣለዉ ካብ ሩሑቕ ቀረባ‘‘
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ
እዚ ኩናት ንጹር ተልእኾ እዩ ዘለዎ
ጠቕሊሉ ከረክቦም ነቶም ዝለኣኽዎ
ኢሰያስ ኣቢዪ ደብረጽዮን ዝኣለምዎ‘‘
- ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ
- ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ : ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ
- ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ
- ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ
- ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ
- ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብእስ ኣየስረረንን ያኣክል ምሳይ ንትምክሕቲ የብሉን ቦታ
- ብኤሊት ትግራይ ዝተመወሉ መልስኹም ተቐበሉ
- ካብ ብኣውራጃ ጽልኢ ምፍሐር ካብ ኣብ ዘረባ ተጸሚድካ ምንባር መድሕን ህዝቢ ንኹን ብተግባር‘‘