mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • ለበዋ ንኹሎም ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዙርያ ማዕከናት ዜና ንዝነጥፉ ዘለው ተቓለስቲ፡-
  • ብርጌድ ንሓመዱ ግዝያዊ ጭርሖ ዝኣከቦ ማዕበላዊ ምንቅስቓስ’ምበር፡ ሓደ ሓጋዊ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይነበረን።
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
  • No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
  • Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
  • Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
  • Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
  • US State Department Report on Human Rights in Eritrea
  • ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
  • This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
  • News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
  • ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
  • ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
  • ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
  • Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
  • Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
  • News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report

We have 33 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ ብዕለታዊ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ “ዘጋርዲያን” ለንደን

Details
Written by: ድምጺ ሰልማን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 28 April 2019

ካብ ኣልጀርያ (ባሕሪ ሜዲትራኒያን) ናብ ኤርትራ (ቀይሕ ባሕሪ) ኣብ ንግስነታት ስዑዲያን ሕቡራት ዒማራት ዓረብን ( ወሽመጥ ፋርስ) ዝርከቡ ህዝብታት መንኦም ብዓውታ ብወግዒ፡ መንኦም ብሰላሕታ፡ ግን ከኣ ብዘተኣማምን ውሽጣዊ ሚስጥራዊ ውዳቤ፡ ሓርነት ኣብ ምድላይን ምጥባቕን ኣንጻር ጨቆንቶም ሓኾት ክብሉ ይረኣዩ ኣለው።

Read more: ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ ብዕለታዊ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ “ዘጋርዲያን” ለንደን

መመሊሱ ዝፈልሕ ዘሎ ፖለቲካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኩነታት ሃገረ ሱዳን ከኣ ብፍላይ፡ ኣፍራይን ዘርጋሕን ማዕከን ዜናን ሓበሬታን “ሮይቴርስ” ለንደን

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 28 April 2019

ምዕባሌታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብቐረባ ዝከታተል ኩሉ ከም ዝርደኦ፡ “ፊልድ ማርሻል” ዖመር ሑሴን ኣልበሽር ብዕልዋ ኣብ ስልጣን ደይቡ ንሃገረ ሱዳን ኣስታት ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ምምራሕ ይርከብ ኣሎ። ካብ ዝሓለፈ ቀረባ ኣዋርሕ ግን ሓያል ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኣቦ-መንበርነት ናይ’ቲ ንሱ ዝመርሖ “ሃገራዊ ጉባኤ” ዝተባህለ ሰልፊ ንሓደ ካብ እሙናቱ “እሺ” በሃልቱ ኣረኪብዎ ኣሎ።

Read more: መመሊሱ ዝፈልሕ ዘሎ ፖለቲካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኩነታት ሃገረ ሱዳን ከኣ ብፍላይ፡ ኣፍራይን ዘርጋሕን ማዕከን ዜናን ሓበሬታን “ሮይቴርስ” ለንደን

ሓጺር መደረ ሲኞረ ሮቤርቶ ፊኮ ኣቦ-መንበር፡

Details
Written by: Super User
Published: 28 April 2019

ካብ ውዕሎ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ (ተወከልቲ ህዝቢ ኢጣልያ) ሓደ ኣብነት፡-

ጸብጻቢ ኣገልግሎት ዜናን ሓበሬታን ኢጣልያ “ኣንሳ”- ሓጺር መደረ ሲኞረ ሮቤርቶ ፊኮ ኣቦ-መንበር፡

እዚ ብቐጻሊ ብሚኒስትሪ ጉዳያት ዘቤት እዛ ሃገር ክቐርብ ንሰምዖ ዘለና ምዕዝምዛም፡ ብወገነይ ከም ኣቦ-መንበር ታሕተይዋይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢጣልያ ተቐባልነት የብሉን። ኩቡራት ኣባላት ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ’ውን ምስ ናትይ ርእይቶ ዝሰማምዕ ሓሳብ ክህልወኩም በዓል ምሉእ ተስፋ’የ።

Read more: ሓጺር መደረ ሲኞረ ሮቤርቶ ፊኮ ኣቦ-መንበር፡

ኣባላት ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ቦታ ጉባኤ ክበጽሑ ጀሚሮም!! መራሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዶም !!

Details
Written by: ኤሃባደለ
Published: 28 April 2019

ዓቢ ሰውራዊ ትስፉው ሃዋሁን፣ ክብ ዝበለ ሃገራዊ ሓላፍነትን ኣብ ዝሰፈኖ ህሞት፣ ኣባላት ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ጉባኤ ኣብ ዝካየደሉ ቦታ ክኣትዉ ጀሚሮም። ተጋባእቲ ንምቕባል ኩሉ ሎጂስቲካዊ ምቅርራባት ተማሊኡ ምህላዉን፣ ብዙሓት ኣባላት ሃገራዊ ባይቶን፣ መራሕቲ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ብህዝቢ ዝተመርጹ ኣባላት ጉባኤን ድሮ ክበጽሑ ጀሚሮም ምህላዎምን፣ መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ ሓቢሩ።

Page 19 of 19

  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19

Designed by pickjoomla.com