mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Eritreans lose their Norwegian citizenship for falsely claiming they fled from the Eritrean regime
  • ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2025 ኣብ ጎዶቦናን ኣህጉርናን ዝተኻየዱ ክልተ ወተሃደራዊ ፍጻሜታት፡-
  • ለበዋ ንኹሎም ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኣብ ዙርያ ማዕከናት ዜና ንዝነጥፉ ዘለው ተቓለስቲ፡-
  • ብርጌድ ንሓመዱ ግዝያዊ ጭርሖ ዝኣከቦ ማዕበላዊ ምንቅስቓስ’ምበር፡ ሓደ ሓጋዊ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይነበረን።
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
  • No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
  • Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
  • ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
  • ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
  • Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
  • Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
  • US State Department Report on Human Rights in Eritrea
  • ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
  • This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
  • News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
  • ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
  • ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
  • ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
  • Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict

We have 84 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ኣንጻር ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክሲ ቀሪቡ፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ተወሲዱ ዘሎ ተባዕ ስጉምቲ ኣመጒሱ፤

Details
Written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Published: 31 October 2020

Bildschirmfoto_2020-10-31_um_16.51.12.pngኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፡ ናይ ሽወደን ናይ ዜና ማዕከን ከም ዘመልከቶ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብዝፈጸሞ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክሲ ተመስሪቱሉ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ናይ ዜና ማዕከን፡ ተመስሪቱ ዘሎ ክሲ ኣብ ከተማ ጎተንበርግ (Gothenberg) ሃገረ-ሽወደን እዩ።

Read more: ኣንጻር ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክሲ ቀሪቡ፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ተወሲዱ ዘሎ ተባዕ ስጉምቲ ኣመጒሱ፤

ዜናዊ ዕዮ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

Details
Written by: ፖለቲካዊ ውድባተን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን
Published: 21 April 2020

ጸብጻብ ናይ ኣብ ክልተ መዓልታት፣ ማለት ካብ ዕለት 22.02. ክሳብ ዕለት 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት ሃገረ-ጀርመን ዝተኻየደ ሰሚናር

ድሕረ-ባይታ፦ እዞም ድሒሩ ስሞም ዚጥቀስ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ድሕሪ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ክሊ ሓድነታዊ ዛዕባ ዚተኻየዱ ዝተፋለለዩ መድያዊ ኣኼባታትን ናይ ዕላማ ምድላዋትን፣ እንሆ ሎሚ ንኣባላት ናይዞም ብቚጽሪ 14 ዚበጽሑ ኣብ ሃገረ-ጀርመን ዝነብሩ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ብኣካል ተራኺቦም ናይ ክልተ መዓልታት ዝወሰደ ሰሚናር ብምክያድ፣ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ተንጠልጢሉ ዘሎ ከቢድ ናይ ዕንወትን ፋሕብትንን ሓደጋታት ዘድሕን መዋጽኦ ንምፍታሽ ተጋቢኦም።

Read more: ዜናዊ ዕዮ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን

ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት

Details
Written by: www.bbc.com
Published: 19 April 2020

ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት 13 ማርች 2020

ብርቱዕ ሕማም ሳንቡእ ዘስዕብ ፈለማ ኣብ ቻይና ዝተርኣየ ቫይረስ ናብ 118 ሃገራት ተዘርጊሑ ምህላው ውድብ ጥዕና ዓለም ይገልጽ።

ዛጊት ብደረጃ ዓለም፡ ልዕሊ 125,000 ሰባት በቲ ቫይረስ ክልከፉ እንከለው፡ ልዕሊ 4,600 ሞይቶም እዮም።

Read more: ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት

መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን

Details
Written by: www.bbc.com/
Published: 19 April 2020

ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ ዳርጋ ኹሉ ንጥፈታት ሃገራት ኣደስኪሉ፡ ንህዝቢ ዓለም ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኣብ ገዝኡ ክውሸብ ኣገዲዱ'ሎ። መንግስታት ዓለም ድማ፡ ህጹጽ እዋን ብምእዋጅ ኩሉ ዓቕሞም፡ ኣብ ምክልኻል እዚ ለበዳን ቀጻሊ እዋናዊ ስጉምትታትን ይወስዱ ኣለዉ።

Read more: መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን

ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥

Details
Written by: www.maravipost.com
Published: 18 April 2020

ኣፍሪቃ ነብሳ ትኽእል ኣህጉር ክትከውን ኣይትኽእልን እያ ፥ ኣፍሪቃውያን ኣብ ነብሶም ዘይኮነ ኣብ ኤውሮጳዉያን ኣሜርካውያንን ወይ ድማ ቻይናውያን እዩ እምነቶም ኣብ ገዛእ ርእሶም ፍጹም ምትእምማን የብሎምን

ኣፍሪቃውያን ክኢላታትን መሃንድሳትን ነቲ ኣብ ኮሌጃትን ዩኒቨርስትን ብ ክልሰሓሳብ ( theory ) ዝተማህርዎ ፍልጠት ኣብ ግብሪ ንከውዕልዎ ዝኾነ ዝተዳለወሎም ባይታ የለን ፥ እቲ ስራሕ ብእኦም ክስራሕ እናኸኣለ ፥ ቻይናውያን ብምቑጻር ጽርግያታትን ህንጻታትን ይሰርሑ

Read more: ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥

ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 20 September 2019

 

ሰባት ካብ ማሙቕ ቤቶም፡ መረበቶም፡ ከባቢኦምን ሃገሮምን ክፈናቐሉ ኣርሒቖም ክስደዱ ዝግደዱ ናይ ግድን ክረኽብዎ ዝነበሮም ብባህሪያዊ ድዩ ወይስ ብሰብ ዝሰርሖ ምኽንያት ምስ

Read more: ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!

  1. ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ካርልሩሀ ዝተዋህበ ቃል
  2. ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ፍራንክፎርት
  3. ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ክርልስሩሀ
  4. ትዕዝብተይ ብዛዕባ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)
  5. ENCDCs Historical background- ኣበጋግሳ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ትርጉምን እንታይነቱን
  6. ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
  7. እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈትሐልኩም;;ርሑስ ፋሲካ ይግበረልኩም;
  8. ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ ብዕለታዊ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ “ዘጋርዲያን” ለንደን

Page 17 of 19

  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19

Designed by pickjoomla.com