- With the media focused on Gaza, Christians across Africa fall to a globalizing jihad
- No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
- Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
- ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
- ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
- Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
- This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
- News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
- ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
- ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
- ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
- Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
- Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
We have 151 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Details
- Written by: ክብሮም ግረነት
ካብ መጀመርታ ህወሓት ቓልሲ ኣብ ዝጀመሩሉ ከምዚ ሽሞም ዝሕብሮ ዘሎ ንምሉእ ነጻነት ትግራይ ኣንቂዶም እስትራተጂኦም ከም ዝሓንጸጹ የረጋግጸልና ። እዚ ናይ ህወሓት መርገጽ ግን ኣብ ህዝባዊ ግምባር ብፍላይ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ተቀባልነት ኣይነበሮን ። ካብዚ ዝነቀለ ከኣ ኣብ እተፈላለየ ግዜ ክዋቁዑን ክዕረቁን ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ከባቢ 1986 ነቶም ናይ ውሽጦም ፍልልያት ከይተፈትሑ ናይ ሓባር ጸላኢኦም ዝኾነ ንደርግ ብሓባር ክሃርሙ ተሰማሚዑ ። በዚ ከኣ ኣብ 1991 ብናይ ሓባር ቓልሲ ስርዓት ደርግ ተሳዒሩ ፣ ሲዒቡ ኤርትራ ከምቲ ህዝቢ ኤርትራ ነጻ ሃገር ከትህሉዎ ዝተቓለሶ ብዘይ ድልየት ኢሳያስ ኣፈውርቂ (ፈደረስሽን ኮንፈደረሽንን እናበለ እንከሎ) ህወሓት ህዝቢ ኤርትራ ሕቡራት ሃገረት ኣብ ዝተረክቡሉ ብመስሪሕ ረፈረንዱም ነጻነቱ ክእውጅ ኩሉ ዝከኣሎ ኣበርኪቱ እዩ ፣ ሓደ ስብ ግን ሕጉስ ዘይነበረ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ነይሩ ። እዚ ከኣ ከምቲ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝበሎ ኣብ ሜዳ እንከለዉ ዝሓስቦ ዝነበረ ስለ ዘይኾነሉ ፡ ምኽንያቱ እቲ ዝነበረ ዱልዱል ድልየት ህዝቢ ኤርትራ ንነጻነት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዶው ክብሎ ኣይክኣለን ፣ እዚ ከኣ መደባቱ ገዲፉ ማለት ዘይኾነ ግዜን ኩነታትን ከጠዓዕም ጸኒሑን ኣሎን።
- Details
- Written by: ደግሓኤ
ሓርበኛ ብጻይና ተጋዳላይ ዓለም ገብረሚካኤል ብ02.10.1951 ካብ ወለዱ ገብረሚካኤል ገብረኣብን ተበርህ ግደይን ኣብ መብረድ እገላ ሓጺን ተወልደ። ዕድሚኡ ንትምህርቲ ኣብ ዝበጽሔ እዋን ኣብ ድቀምሓረ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ እምነት ምስዮን (Faith Mission) ተማህረ። ብጻይ ኣለም ኣብ ግዜ ንእስነቱ በሊሕን፣ ተሪርን፣ ንጡፍን፣ ቅልጡፍን ዕላምኡ ከም ዕዀት ዘይስሕትን ስለ ዝነበረ ዕዀት ዝብል ቅጽል ስም ተዋህቦ። ዕድሚኡ ዓቕመ ኣዳም ምስ ኣኸለ ፖሊስ ተኸትበ። ኣብ አዋን ትምህርቱ ይኹን ድሒሩ ፖሊስ ኣብ ዝተኸተበሉ፣ ኣብ ስፖርት ከም ጉያን ካልእን ንጡፍ እዩ ዝነበረ። ብጻይ ኣለም ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ዝተማህረን ድሒሩ ፖሊስ ምስ ተኸትበ’ውን ኣብ ናይ ፖሊስ ቤት ትምህርቲ ተመዲቡ ኣብ’ታ ከተማ ምንባሩ ቀጸለ። እታ ፖሊስ ትብል ቅጽል ስም ግን ድሕሪ እዚ ግዜ እያ ለጊባቶ።
- Details
- Written by: ምንቅስቓስ ህዝባዊ ሰራዊት ኤርትራ
ብቀዳምነት ነቲ ምእንቲ ሓርነት ጭቁናት ወገናትኩም ነታ ዘይትድገም ሂወት ኩም ንሞባእ ህዝብኹም ብምውፋይ ትገብርዎ ዘለኹም ፍትሓዊ ቃልሲ ኣድናቖትና ብኣንክሮ ክንገልጽ ንፈቱ::
- Details
- Written by: DOBNE-Hode
ይና ዓዋዲትል ኤመራ ሓዲስ መስቐል ግን ንሺብታዂ። መስቐል ወክት ሽቕ ደኮ መሽዉል ቱናዂ ግን። መስቐሊ ሱርዲ ሸብዲ ስነዲ ሰኸርዲሲ በለል ያዂ ኣኽነዲን ራድቕር ሓግልኽር መጡ ኮፍ የናዂ ወክት ግን። ኣዳም ክድመትድማ እንሽክድ ኒ ኮልድ ሺሮ ሰጘን እና ግርጋ ኒሂትል ወንተርዶ ሳድሰኩ። ወሲዲ ኤሪ ተባብዲ በረኸዲ ጊትዲትል ውሪ ቑሾትል ሽቅረሪ መስቐል ኩንጝል ናዉክ ከሌብል ሓየብሰቲ። ኩንጝ መስቐሊ ዋዲክ ሓዲስ ኤመርል ጋእ ስትና ዩኖ ና ዓዋዲር ድርብድ ኢረር ይነኩ።
- Details
- Written by: Super User
መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ በቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ማለት ኣብ መንጎ ፈደራላዊ ሓይልታትን ናይ ትግራይ ሓይልታት ምክልኻልን ብዝተኻየደ ከቢድ ውግእ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝብታት ኢትዮጵያውያንን ብፍላይ ከኣ ትግራዎትን ስደተኛታት ኤርትራውያንን ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ናይ ግብረ-ሰናያት ማሕበራትን ሓካይም ብዘይ ዶባትን ሰራሕተኛታት ኣብ ህይወት ንምድሓን ንዝተዋፈሩ ወሪዱ ዘሎ ምጥፋእ ህይወታት መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዓና ንገልጽ። ንኩሎም ህይወቶም ዝጠፍኡ መንግስተ-ሰማያት የዋርሶም፡ ንኩሎም ስድራ-ቤታቶምን ትካላቶምን ድማ ጽንዓት ይሃብ ንብል።
- Details
- Written by: ደግሓኤ ቁ. 004
ንአስታት ሸሞንተ ወርሒ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ አንጸላልዩ ዝነበረ ናይ ጥፍአት ደመና፡ ብሓይልታት ትግራይ ድሕሪ ምቕንጣጡ፡ ሓራ ብምውጽኦም በዚ አጋጣሚ ንመላእ ህዝብን ሓይልታት ትግራይን እንዃዕ ሓጎሰኩም ንብል።
- መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ
- ንጃንዳ ህግደፍ ክነብሎም ፋሕ‘‘ክንዲ ኣብ ከተማታት ኤርትራ‘‘ዓሪድካ ምጽናሕ
- ኣንጻር ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክሲ ቀሪቡ፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ተወሲዱ ዘሎ ተባዕ ስጉምቲ ኣመጒሱ፤
- ዜናዊ ዕዮ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን
- ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት
- መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
- ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥
- ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!