- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 100 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Written by: Super User
መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ በቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ማለት ኣብ መንጎ ፈደራላዊ ሓይልታትን ናይ ትግራይ ሓይልታት ምክልኻልን ብዝተኻየደ ከቢድ ውግእ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝብታት ኢትዮጵያውያንን ብፍላይ ከኣ ትግራዎትን ስደተኛታት ኤርትራውያንን ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ናይ ግብረ-ሰናያት ማሕበራትን ሓካይም ብዘይ ዶባትን ሰራሕተኛታት ኣብ ህይወት ንምድሓን ንዝተዋፈሩ ወሪዱ ዘሎ ምጥፋእ ህይወታት መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዓና ንገልጽ። ንኩሎም ህይወቶም ዝጠፍኡ መንግስተ-ሰማያት የዋርሶም፡ ንኩሎም ስድራ-ቤታቶምን ትካላቶምን ድማ ጽንዓት ይሃብ ንብል።
- Written by: ደግሓኤ ቁ. 004
ንአስታት ሸሞንተ ወርሒ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ አንጸላልዩ ዝነበረ ናይ ጥፍአት ደመና፡ ብሓይልታት ትግራይ ድሕሪ ምቕንጣጡ፡ ሓራ ብምውጽኦም በዚ አጋጣሚ ንመላእ ህዝብን ሓይልታት ትግራይን እንዃዕ ሓጎሰኩም ንብል።
- Written by: ፍስሃ ናይር
መሪሕነት አብዚ ግዜዚ እቲ አገዳስን አድላይን አብ ኩሉ መዳያት ውዳቤ ናይ ሕይወትና ፣ ናይ ክሉ ሕይወትና ግላዊ ይኹን ማሕበራዊ፣ አብ ቁጠባውን፣ ፖሊቲካውን፣ ማሕበራውን፣ባህላውን ንስራሓትና ንምዕዋት አፍልጦን ትግባረን መሪሕነት አገዳሲ ኢዩ።
Read more: መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ንጃንዳ ህግደፍ ክነብሎም ፋሕ‘‘ክንዲ ኣብ ከተማታት ኤርትራ‘‘ዓሪድካ ምጽናሕ‘‘ካብ ነጋሪት ጥፍኣት ምንፋሕ‘‘ ዉሑድ ዋጋ ከፊልና‘‘ንድሕነት ንህዝቢ ንሃገር ንስራሕ። ኤርትራዊያን ናትና ንግበር‘‘መን ረቢሑ‘‘ካብ ውዲት ወያነ ምስ ግንባር።
- Written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Read more: ኣንጻር ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክሲ ቀሪቡ፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ተወሲዱ ዘሎ ተባዕ ስጉምቲ ኣመጒሱ፤
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፡ ናይ ሽወደን ናይ ዜና ማዕከን ከም ዘመልከቶ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብዝፈጸሞ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክሲ ተመስሪቱሉ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ናይ ዜና ማዕከን፡ ተመስሪቱ ዘሎ ክሲ ኣብ ከተማ ጎተንበርግ (Gothenberg) ሃገረ-ሽወደን እዩ።
- Written by: ፖለቲካዊ ውድባተን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን
ጸብጻብ ናይ ኣብ ክልተ መዓልታት፣ ማለት ካብ ዕለት 22.02. ክሳብ ዕለት 23.02.2020 ኣብ ፍራንክፎርት ሃገረ-ጀርመን ዝተኻየደ ሰሚናር
ድሕረ-ባይታ፦ እዞም ድሒሩ ስሞም ዚጥቀስ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ድሕሪ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ክሊ ሓድነታዊ ዛዕባ ዚተኻየዱ ዝተፋለለዩ መድያዊ ኣኼባታትን ናይ ዕላማ ምድላዋትን፣ እንሆ ሎሚ ንኣባላት ናይዞም ብቚጽሪ 14 ዚበጽሑ ኣብ ሃገረ-ጀርመን ዝነብሩ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ብኣካል ተራኺቦም ናይ ክልተ መዓልታት ዝወሰደ ሰሚናር ብምክያድ፣ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ተንጠልጢሉ ዘሎ ከቢድ ናይ ዕንወትን ፋሕብትንን ሓደጋታት ዘድሕን መዋጽኦ ንምፍታሽ ተጋቢኦም።
- ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት
- መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
- ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥
- ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!
- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ካርልሩሀ ዝተዋህበ ቃል
- ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ፍራንክፎርት
- ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ክርልስሩሀ
- ትዕዝብተይ ብዛዕባ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)