- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 47 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Written by: www.bbc.com
ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት 13 ማርች 2020
ብርቱዕ ሕማም ሳንቡእ ዘስዕብ ፈለማ ኣብ ቻይና ዝተርኣየ ቫይረስ ናብ 118 ሃገራት ተዘርጊሑ ምህላው ውድብ ጥዕና ዓለም ይገልጽ።
ዛጊት ብደረጃ ዓለም፡ ልዕሊ 125,000 ሰባት በቲ ቫይረስ ክልከፉ እንከለው፡ ልዕሊ 4,600 ሞይቶም እዮም።
- Written by: www.bbc.com/
ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ ዳርጋ ኹሉ ንጥፈታት ሃገራት ኣደስኪሉ፡ ንህዝቢ ዓለም ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኣብ ገዝኡ ክውሸብ ኣገዲዱ'ሎ። መንግስታት ዓለም ድማ፡ ህጹጽ እዋን ብምእዋጅ ኩሉ ዓቕሞም፡ ኣብ ምክልኻል እዚ ለበዳን ቀጻሊ እዋናዊ ስጉምትታትን ይወስዱ ኣለዉ።
Read more: መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
- Written by: www.maravipost.com
ኣፍሪቃ ነብሳ ትኽእል ኣህጉር ክትከውን ኣይትኽእልን እያ ፥ ኣፍሪቃውያን ኣብ ነብሶም ዘይኮነ ኣብ ኤውሮጳዉያን ኣሜርካውያንን ወይ ድማ ቻይናውያን እዩ እምነቶም ኣብ ገዛእ ርእሶም ፍጹም ምትእምማን የብሎምን
ኣፍሪቃውያን ክኢላታትን መሃንድሳትን ነቲ ኣብ ኮሌጃትን ዩኒቨርስትን ብ ክልሰሓሳብ ( theory ) ዝተማህርዎ ፍልጠት ኣብ ግብሪ ንከውዕልዎ ዝኾነ ዝተዳለወሎም ባይታ የለን ፥ እቲ ስራሕ ብእኦም ክስራሕ እናኸኣለ ፥ ቻይናውያን ብምቑጻር ጽርግያታትን ህንጻታትን ይሰርሑ
Read more: ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ሰባት ካብ ማሙቕ ቤቶም፡ መረበቶም፡ ከባቢኦምን ሃገሮምን ክፈናቐሉ ኣርሒቖም ክስደዱ ዝግደዱ ናይ ግድን ክረኽብዎ ዝነበሮም ብባህሪያዊ ድዩ ወይስ ብሰብ ዝሰርሖ ምኽንያት ምስ
Read more: ከም ጽላሎትና ምሳና እናኸዱ ስምናን ክብርናን ንዘዋርዱ፡ ኣምለኽቲ ሓደ ሰብ ብጭብጢ ነቃልዕ! ግብራዊ ስጉምቲ ንሃብ!
- Written by: Super User
ብሓልዮት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራስያዊ ለውጢ
ካብ16 ክሳብ 18
ነሓሰ August 2019
ኣብ ኣይኸን ስትራሰ 9 ፍራንክፎርት ግሪስሃይም Eichen Straße 9 Frankfurt Giesheim
ንሃገርና ዝምልከት ኣገዳሲ ፖለቲካዊ መግለጺታትን መደረታትን ዝሓዘ
ብውሩያት ደሞክራስያውያን ተቓለስቲ ስነጥበባውያን
ብኢዮብ ሃይለ፡ ዓንዲት ዑቕባይ፡ ኑረዲን መሓድን ካልኦትን ጥበበኛታትን ዝተሰነየ
ኣዳሊና ቀሪብናልኩም ኣሎና ብደሓን ምጹ
- ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ክርልስሩሀ
- ትዕዝብተይ ብዛዕባ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)
- ENCDCs Historical background- ኣበጋግሳ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ትርጉምን እንታይነቱን
- ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
- እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈትሐልኩም;;ርሑስ ፋሲካ ይግበረልኩም;
- ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ ብዕለታዊ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ “ዘጋርዲያን” ለንደን
- መመሊሱ ዝፈልሕ ዘሎ ፖለቲካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኩነታት ሃገረ ሱዳን ከኣ ብፍላይ፡ ኣፍራይን ዘርጋሕን ማዕከን ዜናን ሓበሬታን “ሮይቴርስ” ለንደን
- ሓጺር መደረ ሲኞረ ሮቤርቶ ፊኮ ኣቦ-መንበር፡