- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 49 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Written by: (ውሓኤ) / (መግሃድኤ)
ህዝቢ
ኤርትራ ብሓፈሻ፡ መንእሰይና ድማ ብፍላይ ኣብታ ኩልንተናይ ንዓኺ ` ኢሉ ዝዝምረላ ጥራሕ
ዘይኮነስ ብግብሪ ኩሉንተንኡ ዝሃበላ ሃገር፡ ብሰላም ክነብር ስለ ዘይከኣለ፡ ሃጽ ኢሉ ክጠፍእን ዕድሉ ኣብ
ዝሃቦን እግሩ ኣብ ዝመርሖን ይ ጠፍእ ኣሎ። እዚ ኩሉ ጫካ፡ ምድረበዳ ፡ ባሕርን ምስ ኩሉ ዘጋጠመ
ጸገማት ሓሊፉ እፎይታ ኣብ ዝ ረኽበሉ ሃገር ምስ ኣተወ ፣ እቶም ካብ ሃገሩ ንኽወጽእ ዝደፍእዎ ሹማምንቲ
ህግደፍ ኣብቲ መንእሰያትና ዝተሰደደሉ ሃገር መጺኦም ነተን ኣብ ስደት ጽዒሮም ርሂጾም ዝረኸብወን
ሰናቲም ክኣርዩ ክመጹ ከለዉ ብጣቕዒት ዝቕበል ህዝቢ እናረኣና ነዊሕ ዓመታት እቊጺርና ኢና። ድሕሪ
ሕጂ ዕንደራ ህግደፍ ኣብቂዑዩ ። እንተወሓደ ኣብ ዓዲ ደሞክራሲ ዲክታቶርያውያን ዝሸማቐቑሉ ደኣ
እ ምበር ሸናዕ ዝብልሉ ክኸውን ኣይግባእን።
እዚ ከም መበገሲ ሓሳብ ብምግባር ፡ ኣብ ዝሓለፉ ሳምንታት ዘጋጠመ ቆራጽ ናይ መንእሰያትና ኣደብ ናይ
ምትሓዝ ዝተፈጸሙ ንጥፈታት ብኹርዓት ከነስተውዕለሎም ጸኒሕና ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማ ታት
ምዕራባውያን ኣብ ሆላንድ፡ ሃገረ ጀርመን ፡ ዓዲ እንግሊዝ ፡ ስዊድን፡ ሲያትል ሕ መ ኣ ፡ ካናዳ ብጀጋኑ
መንእሰያትና ዝተገብ ሩ ቃል ስታት ንህግደፋዊ ዕንደራ ዘበርዓነ ናይ ሳልስቲ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ገባቲ
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብሕፍረት ወጮ ንኽኽደን ዘኽኣ ሉ ፍጻሜታት ዮም ። ስለ ዝ ዀ ነ ከኣ እቶም
ኣብኡ ብኣካል ዝተሳተፍኩም ፡ ብ ሞራል ምሃብን ምትብባዕን ብሩሑቕ ዘስነቕኩም፡ ከምኡ ውን
ብ ፋይናንስ ዘተባባዕኩም ኣብዞም ዕዉታት መስርሓት ብምስታፍኩም ወላኳ ግቡእኩም እንተዀነ ልዑል
ምስጋና ይግብኣኩም ዩ ክንብል ደስእናበለና እ ዩ።
ንልዕሊ ሰላሳ ነዋሕቲ ዓመታት ርእስና ከነድንን ዝገበረና ጭቖና ህግደፍ፡ ደረት ክግበረሉ ኣለዎ ኢልኩም
ክሳድኩም ኣቕኒዕኩም፡ ኣፍ ልብኹም ነፊሕኩም ፡ ይኣክል ብ ምባልኩም ሕቡናት ኢና። ብርግጽ እዚ
ዓወት እዚ ናይ ምንቅስቓስምንቅስቓስኩም ጥራሕ ዘይኰነስ ፡ ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ዓወት ዩ። ብዓቢኡ ድማ
ስርዓት ተቐይሩ ሕግን ስርዓትን ምስ ተተኽለ ዋና ተጠቃሚ ኩሉ ኣካል ሕብረተ ሰብ ህዝብና ዩ።
ኣይተረደኦምን ደኣ እምበር ወላ እቶም ኣብ ዚ እዋንዚ ደገፍቲ ህግደፍ ዘለዉ ዜጋታትና ከይተረፈ
ተጠቐምቲ ናይዚ ቃልሲ እዚ እዮም። ህግደፍ ሕግን ስርዓትን ኢሉ ዝኽተሎ ናይ ህዝቢ ዘይኰነስ ናይ
ውሑዳት ምልካውያን ገበትቲ ረብሓን ጥቕምን ዝሕሉ ጥራሕ እዩ ዝኽተል። ብዝተኻኣለ መጠን
ንውሑዳት ኣገልገልቱ ብጥቕሚ ን ዝበዝሑ ደገፍቱ ድማ ብምድንጋርን ናይ ሓሶ ት ትረኻታትን
ምኽንያታት ን ተጠቒሙ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ደገፍቲ ክረክብ ይጽዕር እዩ።
እቲ ቀንዲ መልእኽትና እምበኣር፡ ንዝተራኣየ ወኒ ዝመልኦ ቃልስን ዓወትን ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን
ለውጥን መንእሰያትና ብሓበራ፡ ዮሃና ንምባል ኮይኑ ኣብ ቶም ቀጺልና እነካይዶም ተመሳሳሊ ቃልስታት
ብዝበለጸ ውደባን ንጹር መደባትን ሓላፍነትን ተሓታትነትን ብዘለዎ መልክዕ ዕዉታት ክንከውን ዘለና
ምንዮትን ንምግላጽዩ። ኣብ ዝ ዀ ነ ዝወዓልናዮ ጸረ ህግደፍ ስርሒታት፡ ነቲ ዝቕጽል ስንቅን ሞራልን
ዝህብ ክኸውን፡ እቶም ኣብ ኸምዚ ዝበለ ስርሒታት ዝወዓሉ ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ድማ ብዝበለጸ
ተዓጢቖም ዝያዳ ዓወታት ከጓናጽፉ ሓይሎምን ሰሲኖምን ክቕጽሉ እምበር ኣብ ማእሰርቲ ተሓይሮም
ጎዲሎሙና ክውዕሉ ዘግብር ስራሕ ክንሰርሕ ኣይግቡእን። በቲ ካልእ ሸነኽ ድማ ተታሊሉ ዳስ ህግደፍ
ከማዕርግ ዝውዕል የዋህ ኤርትራዊ ዉሑድ ኣይኮነን እሞ ተመኺሩ ፡ ተማሂሩ ኣብ ደንበ ፍትሕን ለውጥን
ክዓስል ዝኽእል ዜጋ ብዙሕ ክህሉ ከም ዝኽእል ኣሚንና ቃልስና ንዕኡ ንምኽሳብ እውን ዝዓለመ መታን
ክኸውን ናይ ቃልሲ ሜላታትና ከነማዕብል ከም ዘለና በዚ ኣጋጣሚ እዚ ክንገልጽ ንደሊ።
ብዝተረፈ
ብዝተረፈ በቲበቲ ሓደሓደ ንንውድቀትውድቀት ስርዓትስርዓት ህግደፍህግደፍ፡፡ በቲበቲ ካልእካልእ ድማድማ ንንዓዓወትወት ጭቁንጭቁን ህዝህዝብናብና ክረጋገጽ፣ክረጋገጽ፣ ምስምስ ኩሎምኩሎም ኣህዛብኣህዛብ ጎረባብትናንጎረባብትናን ድማድማ ኣብኣብ ክንዲክንዲ ውግእውግእ ሰላምሰላም ንኽነግስንኽነግስ ኣብኣብ ዝግበርዝግበር ቃልሲቃልሲ ወትሩወትሩ ኣብኣብ ጎድንኹምጎድንኹም ምህላውናምህላውና በዚበዚ ኣጋጣሚኣጋጣሚ ክንገልጽክንገልጽ ንደሊንደሊ።።
ዓወት
ዓወት ንጭቁንንጭቁን ህዝቢህዝቢ ኤርትራኤርትራ
ውድብ
ውድብ ሓድነትሓድነት ኤርትራውያንኤርትራውያን ((ውሓኤውሓኤ) )
መሰረታት
መሰረታት ግንባርግንባር ሃገራዊሃገራዊ ድሕነትድሕነት ኤርትራኤርትራ ((መግሃድኤመግሃድኤ))
22 ነሓሰ 2023
- Written by: ክብሮም ከሰተ (ደግሓኤ)
ጀግንነት ካበይ ይምንጩ ዘይፈልጡ ሰባት፡ ገበናዊ ተግባር ጀግንነት’ዩ ዝመስሎም። ገዛእ ርእሶም ሓራ ኣብ ዘይወጽእሉ፡ ኣብ ዘይፈልጥዎን ኣብዘየርበሖምን ኣጀንዳ ወፊሮም ብዝፍጽምዎ ናይ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ጨካን ፋሽሽታዊ ተግባር፡ ከይተሰከፉ መን ከማይ፡ መን ከማና ኢሎም ይፍክሩ። ንምንታይ ዕላማ? ንመን ረብሓ? በየናይ ሕጋዊ ትካላዊ ኣሰራርሓ ከይሓተቱን ከይፈለጡን ዝኾነ ሕቶ ርእይቶን ኣይፍቀድን፡ ጠምየ ሓሚመ ቦታ የብሉን፡ ተዳሎ ተበገስ፡ ተኩስ ቅተል፡ ዝረኸብካዮ ኩሉ ዝመት ኣዕኑ ኣቃጽል ተባሂልዎም ስለ ዘተግበሩ፡ ኣብ ክንዲ ዝሕብኡ ዝሓፍሩ ኣብ ቃልዕ ወጺኦም ይፍክሩ ይጀሃሩ። ንትርጉም ሓቀኛ ጀግንነት ከዛብዑ ከራኽሱ ከም ዝዓበደ ከልቢ ተዓዊትና ኢሎም ይነብሑ። “ንሕና ንድክር ንስዕር” እናበሉ መሬት ኣይትኹንና ይብሉ። ምስ መን ተዋጊእኩም፡ እንታይ ገይርኩም፡ ኣበይን መዓስን ስዒርኩም ንዝብል ሕቶ ግን ዘእምን መልሲ የብሎምን።
- Written by: ክብሮም ከሰተ (ደግሓኤ)
መጀመሪያ ‘ዚ “ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ” ዝብል ብዙሕ ከዛርብ ዝኽእል ክልተ ቃላት፡ ኣምለኽቲ ኢሳያስ ኣብ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ንዝወደብዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ፈስቲቫል ንምብርዓን ኣብ ዝተገብረ ተቓውሞ፡ ካብ ገለ ኣባላት “ብርጌድ ንሓመዱ” ዝሰማዕክዎ ምኳነይ ክገልጽ እፈቱ። ከምእ’ውን ብርጌድ ንሓመዱ ነቲ ብተግባር ዝዛረብ ዝኸፍልዎ ዘለው ክቡር ዋጋ ዘለኒ ኣኽብሮት ከረጋግጽ እደሊ። ንፖለቲካዊ መንነት እንኮ-ሰባዊ ስርዓት ኢሳያስ ከቃልዑ፡ መደባቱ ከፍሽሉ፡ ገንዘባዊ እቶት ከይረክብ ክዓጽው፡ ንኣሽበርቲ ኣምለኽቱ በቲ ዝርደኦም ቋንቋ ገጢሞም ብተግባር ከርዕዱ፡ ብዙሕ ገንዘባዊ ወጻኢታት ገይሮም ካብ ርሑቕን ቀረባን ተኣኻኺቦም ዝኸፈልዎን ገና ዝኸፍልዎ ዘለውን ናይ ማህረምቲ፣ መስበርቲ፣ ማእሰርቲ ከቢድ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ዋጋ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ናይ ክብሪ ቦታ ክሰፍሩ ዘለዎም ፍሩያት ተግባራት ብምዃኑ ሓበን ይሰማዕኩም ክብሎም እደሊ።
- Written by: Mestyat Betna
- Written by: Editor in Chief
መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዝሓደሮ ሕማም፡ ብዕለት 02.06.2023 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ሃገረ ጀርመን ካብ’ዛ ዓለም ምፍላዩ ምስ ተረዳእና፡ ንሕና መቓልስቱ ኣባላት መቓልሕ ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።
መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ምስ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ፡ ኣብ ሜዳ ኤርትራ እናተቓልሰ እንከሎ፡ ብዝወረዶ መውጋእቲ ምስንካሉ ጥራሕ ዘይኰነ፡ ብድሕሪኡ’ውን ብሰንክ’ቲ ንምልካዊ ኣገባብ ምሕደራ ዘማዕብል ዝነበረ ኣድሓርሓሪ ጉጅለ መሪሕነት ኢሳያስ ዘቕርቦ ዝነበረ ነቐፌታታት፡ ካብ’ቲ
ንምቕንጻሉ ብምድግጋም ዝውጠን ዝነበረ እከይ ስርሓት ከምልጥ ክኢሉ እዩ። ይኹን’ምበር በቲ ዘየቛረጸ ናይ ምቕንጻል ብድሆታት እቲ’ውን ንስደት ከምርሕ ተገደደ።
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
ነቂልካ ዶ ተስፉ ጅግና ወዲ ኤረ
ወደቦይ ዘውደ በዓል ቁምጣ ስረ
ኣንጊሁ ኣብ ጎቦታት ኤረ ዝሐደረ’’